Anecdota

Laughter is the Best Medicine

25 thoughts on “New Eritrean Comedy 2019 hasawi (ሓሳዊ) part 2 by ezaz mobae

  1. ሳጊ ክንዴናይ እካኣ ደዉለልካ ኣይልዓልካንን ጽሕፈልካኣ ኣይመለስካለይን ሰላምታይ ግን ተቀበል መጀመርያ ጥዕናካኣ ከመይ ኣለካ ስድራ ከ ከመይ ኣለዉ ካብ ጀርመን

  2. ወዲ ሞባእ መቕሰን ተዋዛያይ ጽቡቕ ስራሕ:
    ብዝያዳ በርትዕ ትምርቲ ወስኸሉ ነቲ ተውህቦኻ
    ንዝለዓለ ንዝሓሸ ምስ መንነትና ዝተኣሳሰር ስራሕ ክትሰርሕ ክንጽበየካ ኢና።

  3. ሳጊ ናተይ ኣነ ማራ ኢየ ዘሐብየካ ኣታ ሰበይ ናተይ ኣብ አስራኤል ዘለው ክንዳኣካ ክንዲ ሓጻብ ካልስካ ኣይኮኑን ኢዮም ናተይ ኢካ

  4. 3:00 ሞይተ ብስሓቅ 😃😃😃😃😃😃 ኣብ ቅድሜኺ ዘላ ደርሆ ምስ በለቶ ዝገበሮ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *